top of page
Information
ኣብ ትሕቲ ጽላል Zula Network ኮይና፡ ብግዱሳት ኤሪትራውያን ዝቆመ ትካል ኢያ።
ኣብ ስደት ዝርከብ ማሕበረስብና፡ ንደቅና ናይ ትምህርቲ ሓገዝ (ኣገልግሎት) ይህብ።
እዚ እንህቦ ኣገልግሎት ድማ፡ ብኣካል ናብ Tuition Centre ብምምጻእ፡ ከም ኡ ውን On-line ይካየድ።
-
ዕላማና… ኣብ ስደት ብኹለንትናኡ፡ ብቑዕ ዝኾነ ወለዶ ሕብረተ ሰብና ምርኣይ እዩ።
-
ዋጋና፡ ኣዝዩ ርትዓዊ፡ መነባብሮ ሕብረተ ሰብና ኣብ ስደት፡ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ።
-
ኣብ ትምርታዊ መዳይ፡ ንደቅና ዘጋጥሞም ብድሆታት ንምፍታሕ፡
-
ምስ ስድራ ቤት ብቕርበት ይሰርሕ
-
ንደቅና ነውጽኦ ወፍሪ፡ ብሩህ መጻኢ ህይወት ደቅና ኣብ ምውሓስ፡ ዓቢ ተራ ኣለዎ።
-
ምህናጽ ንኡስ ወለዶ፡ ኣብ ስደት ኣብ ቀጻልነት Community መሪሕ ተራ ይጻወት።
-
bottom of page